ብድሕሪኡ ቫክዩም ይጥቀም። እቲ ቫክዩም መፅረዪ ጽቡቕ ይሰርሕ።
そのあとで、掃除機をかけます。掃除機はゴミをよく吸い取ります。
ብድሕሪኡ ሓደ ሻንኬሎ ማይን መወልወልን የምጽእ።
それから、水を入れたバケツとモップを用意します。
ነቲ ጉሓፍ ካብቲ መዋህለሊ የውጽኦ እሞ ካልእ ሓድሽ ፌስታል ይገብረሉ።
ゴミ箱からゴミを出して、そこに新しいゴミ袋をセットします。
ሕጂ ጓንቲ፣ ስፖንጅን፣ ገለ መጽረዪን የድልዮ።
手袋とスポンジと洗剤が必要です。
ኣብ መሬት ንዝተረፈ ረሳሕ ቦታ በቲ ስፖንጅን መጽረዪን ገይሩ ይሓጽቦ።
床の汚い所を、洗剤をつけたスポンジでゴシゴシこすります。
ናቱ ሳሎን ቤት ኣዝዩ ሕንፍሽፍሽ ዝበለ እዩ።
リビングルームはとても散らかっています。
ንሱ ከዓ የጽርዮ። ሕጂ ደስ ዝብልን ጽሩይን ኮይኑ ኣሎ።
散らかったものを片付けます。これでリビングルームはきちんと整頓されて、きれいです。