“ካብዚ ቀሩብ መዓልታት ጀሚሩ ቁሪ ይኸውን ኣሎ። መጠነ ረስኒ ክንደይ እዩ?”
「だんだん寒くなってきましたね。気温は何度ですか?」
“ትሽዓተ ዲግሪ’ዩ። ገና ቀውዒ’ዩ ዘሎ። ኣብ ቀረባ እዋን ግን ክረምቲ ክኸውን እዩ።”
「9度です。今はまだ秋ですが、もうすぐ冬ですね」
“ንጽድያ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበዮ ዘለኹ። ኮይኑ ግን ጽቡቕ ውዑይ ኣየር ኣብ ዝኾነሉ ናይ ሓጋይ ወቅቲ እየ ዝፈቱ።”
「春が待ち遠しいです。でも私は、暖かくて過ごしやすい夏の方が好きです」
“ብዛዕባ ቁሪ ጸገም የብለይን። ዝናብን ንፋስን ግን ኣይፈቱን እየ።”
「私は寒さは気になりませんが、雨と風が好きではありません」
“እዚ ጸለምቲ ደበና ርኣዩ እሞ። ጽባሕ ዝናብ ክዘንብ’ዩ ዝመስል። ኣዝዩ ንፋስ ዝበዝሖ ‘ውን ክኸውን’ዩ። ምናልባት ህቦብላ ንፋስ ክህሉ ይኽእል’ዩ።”
「あの暗い雲を見てください。明日は雨が降って、風も強くなりそうです。おそらく嵐になるでしょう」
“እዚ ንኸይኸውን ተስፋ እገብር። ብሓቂ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብፍላይ ነጎዳን በርቂን ኣይፈቱን እየ። እቲ በርቂ ከይወቕዐኒ እፈርሕ።”
「そうならないといいですね。悪天候、特に雷が本当に好きではありません。雷が落ちてくるかもしれないと思うと怖いんです」