ኪፕን ዓርኩን ዝበልዕሉ ጠረጴዛ ረኸቡ።
キップと彼の友達は、空いているテーブルを見つけました。
እቲ መስተኣናገዲ ይመጽእ እሞ ኪፕ ኖድል ኣዚዙ።
ウェイターがやってきて、キップは麺を頼みました。
ነፍሲ ወከፎም ሓንቲ ብርጭቆ ማይ ረኺቦም።
それぞれコップ1杯の水をもらいました。
እታ መስተኣናገዲት ነቲ ምግቢ ተምፅአሎም።
ウェイターが、麺を持ってきてくれました。
ሳውስን ጨውን ወሲኾም ነቲ ኖድል ድማ የሕብርዎ።
ソースと塩を加えて、かき混ぜて麺と馴染ませました。
ኪፕን ዓርኩን ነቲ ኖድል ይበልዕዎ። ጥዑም ኖድል ድማ እዩ።
キップと友達は、麺を食べました。麺はとてもおいしかったです。