ናይ ዓሊ ሸሚዝ ኣሪጉ እዩ። ሓዱሽ የድልዮ እዩ።
アリのシャツはぼろぼろになってきた。新しいのが必要だ。
ሓድሽ ክዳን ክደሊ ናብቲ ዕዳጋ ኸይዱ።
彼は新しい服を探しにショッピングモールにやって来た。
ኣብቲ ዕዳጋ ናይ ክዳውንቲ ድኳን ክረክብ ኣይክኣለን።
ショッピングモールに服屋が見当たらない。
ቦታ ክሓትት ናብ ድኳን ኣትዩ። “ክዳውንቲ ኣበይ ክገዝእ ይኽእል?” ኢሉ ይሓትት።
だれかに聞いてみようと思い、店に入って「服屋はどこですか」とたずねた。
እቲ በዓል ድኳን ናብቲ ካልእ ሸነኽ ናይቲ ዕዳጋ የመላኽቶ። እቲ ድኳን ክዳውንቲ ብኣንጻሩ እዩ ዘሎ።
店の主人はモールの向かい側を指した。服屋は反対側にあったのだ!
ዓሊ ኣትዩ ሸሚዝ ምድላይ ይጅምር። እተን ዝረኣየን ሸሚዛት ንዕኡ ብመጠን ኣዝየን ዓበይቲን ክቡራትን እየን።
アリは店に入って、シャツを探した。だがシャツはどれも大きすぎる。値段もかなり高い。
ኣብ ክንድኡ ክልተ ሓድሽ ስረታት ዓዲጉ። ምኽንያቱ ስለ ዝተሸጣ። ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ደሞዙ ምስ ተቀበል ሸሚዝ ንኽገዝእ ወሲኑ።
代わりに、新しいズボンを買うことにした。セールになっていたからだ。シャツは来月の給料が出てから買うことに決めた。