“ሰላም ኣነ ካማ እበሃል።”
“ስለዝረኸብኩኻ ሕጉስ እየ ካማ።”
“Salut, je suis Kama.”
“Enchanté, Kama.”
“በጃኻ እቶ።”
“Rentrez s’il vous plaît.”
“ይቕሬታ ሓደ ጊዜ ከሸግረኪ።”
“Excusez-moi, s’il vous plaît.”
“እሺ ሓደ ግዘ።”
“Un instant, s’il vous plaît.”
“እዚ ዓሊ ይበሃል።”
“እዚኣ ከኣ ለይላ ትበሃል።”
“C’est Ali.”
“C’est Leila.”